ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝዓበየ እገዳ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ብተወሳኺ ኣብ ውግእ ዩክሬን ዝተሳተፉ ውልቀሰባት፡ ኣብ ኣፍሪቃ ወፍሪ ቅንጸላ ኢድ ዘለዎምን ኣብ መሬት ብሪጣንያ መጥቃዕቲ ነርቭ ጋዝ ...
መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ብደረጃ ዓለም ንዘጋጥም ጥምየት ብሓባር ንምምካት ክስራሕ ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ሃገራት ነዚ ዝበሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣብ ዝቐነየ ዋዕላ ኣብ ጉዳይ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ዝተዘራረበ ብምሕባር፡ ምምሕዳሩ ስሩዕን ጽፉፍን ...
መራሕቲ በበይነ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣጋ-ንግሆ ምምራጹ ንዘመስከረ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎም ድጋፍን ኣብቲ ዞባ ክመጽእ ንዝኽእል ጽምዶን ንኢዶም። እቶም ድሮ ናይ ዮሃና መልእኽቶም ገሊጾም ዘለዉ ...
ምምራጽ ዶናልድ ትራምፕ ዝፈለጡ ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ዝቕጽል ምምሕዳር ኣብ ጉዳያት ክልል ትግራይ ዝሓሸ ጽምጾ ክህልዎ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ። ገለ ግን ጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ክትመጽእ’ውን ...
ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ምዕዋቶምድ ድሕሪ ምፍላጡ ዋጋ ባጤራ ኢራን ከቢድ ውድቐት ከምዘጋጠሞ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩ። ሓደ ናይ ኣመሪካ ዶላር ሎሚ ረቡዕ 703,000 ሪያል ኢራን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ንምውጻእ ብኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ዝኸውን ክፍሊት ይሕተቱ ከም ዘለዉ ገሊፆም። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም እቲ ...
ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ትርከብ ክፍለ-ሃገር ኡታራካንድ፡ ሓንቲ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ድሕሪ ምጽዳፋ፡ ብውሑዱ 36 ሰባት ሞይቶም፡ ሽዱሽተ ድማ ቆሲሎም። እታ ኣብ ጎቦታት ሂማልያ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘካየድዎ ናይ ቴለፎን ዝርርብ፡ ኣመሪካ ብኹነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ስእነት ጸጥታ ከቢድ ...
Botswana: Outgoing President Mokgweetsi Masisi handed over power to incoming President Duma Boko on Monday. Masisi conceded ...
ኣብ ወርሒ መስከረም መግለጺ ዘውጸአ ትካል ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ካብ ቤተ ከሊፋን ሃገራዊ ቤተ መዘክርን ካርቱምን ቅርሲታት ይስረቑ ኣለው ይብል። ጀማል መሓመድ ዘይን ዝተባሃለ ሰራሕተኛ ጥንታዊ ...
ጽባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መገዲ ይምዕብል’ሎ። ሰበ-ስልጣን ፀጥታን ስለያን ዝለዓለ ደረጃ ስግኣት ፀጥታን ሓደጋን ካብ ደገን ...